UnderholdningTopo Show - ዕላል ተስፋልደት ቶፖ ምስ ስነ ጥበበኛ ገብረመስቀል ኪዳነ (ከውሒ) RED SEA MEDIA11. nov.. 2020153 780 Ganger Share Tweet Nedlastingሓጺር ዕላል ተስፋልደት ቶፖ ምስ ስነ ጥበበኛ ገብረመስቀል ኪዳነ (ከውሒ)
Redsi meda btami xebq medeb qexlwo.....
ተለፎን ናይዚ ኣቦና ተዋሳኣይ ከውሒ በጃኹም ሃቡና
Topo seraqi ti ny srah genzeb mleso xubuq aykonen
gex nfetwo Reyna a bona keber nber 😘😍😘😍💋💋💋❤❤💥💥😘😘😍😍😍 edmen tanan yhabka
ከውሒ ሓያል ኣርቲስቲ ብራዠቮ ሙቁልል
ብጣዕሚ ቅንዕና ዘለዎ ኣርቲስት ደስ ዝብል ቃለ ምልልስ
Atum MEAD NAY ERITREAWIAN AYKONEN NMNTAY B ERITREA TSHIKUXU AGEB AGEB BELUWOM ERITREAWIAN PLEASE
ክሳብ ሕጂ ካብ ዝተገበረ ቃለ መጠይቅ እቲ ዝበለጸ ኢዩ። እንተኾነ ሓታቲ ናጽነት ዘይብልካ ትኸውን። እቲ ዝበለጸ ክፋል ህይወቱ ጎሲኻዮ። ኩነታት መውጋእቱ ህይወት ኣብ ስንኩላን: ኩነታት ናብ ገድሊ ኣወጻጽኣ: ሓዳር ወዘተ ሓቲትካ ክፋላት ክቀርብን ሰብ ክመሃረሉን ይኽእል ነይሩ።
Bejaka mlue medeb interview gberelom Topoo.
🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀⚘⚘⚘💯💯💯🌹🌹🌿🌿🌿🤍👈👏👏🐎🐅🐎🐅👈
kewhi zeykones gerhi tezehal zyada mgetemet, btaemi eyu des dbleka elalu,,, egziabiher edmen tienan yhabka, rhus hadsh amet
Btaemi dess zbl akayayda
💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣❣❣❣❣❣❣❣
KEWIHI girma zelekaaaaaaaaaaa, bahili abaka kirio keleku mara yibirehaniiiiiiiiiiiiiiiiii. YIDMEN TIYINAN YIHABKA
Atom u zbehal
Wawww desi yeblkum Eri
ካብቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
👍👍👍
💪💪💪💪💋💋💋👏👏👏💪💪💪😞😘😘😘😘
Ambsa
Eway kfteweka naxa seb abo gebremeskel kidane edmen tenann yhabka.thankyou topo shkor .
Sne amrawi des ybluka kemziom kri kelku akedadnom bzuh ye zzkr yhgos dma
Awayyy btaami aye zfetwo 😍😘😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿✅👍👍❣️❤️❤️❤️❤️🌺❣️🌹💕💯🙏
ዖቕባጋብር ገዲፍካሲ ናይ ተፈኖ ዓሓ እዋይ ውዲ ኣከለ ትሮኽቦ
Kewuhiey zfetu like 👍
Kkkkkk
Such a loving and innocent father ❤❤❤
Eza sebiay kef zelewa
ኣዝየ ብጣዕሚ ዘድንቆም ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛቢሄር ኣቦይ ማዓረይ we love u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏. Topo thanks more with Red Sea media .
😍🥰🥰💞💯💯💞abo goytnay azkrmni zetfwom tewasi 💞 yaki 💯💞💞🥰🥰
ግርማ ዘለዎም ኣቦ ኩሉ ነገሮም ደስ ይብሉኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።🥰🥰🥰🥰🥰
Wawww abona idmen teanan yhabkum
ግርማ ደልዎም አቦ እደመን ጥዕናን ያሃብኩም ⛪️🙏
ጹቡቂ መደብ ቶፓ ዕድመን ጥዕናን ነቦና ገብረመስቀል እንቃዕ ሓሰና ደቂ ኤረይ ንኩልና ዕድመ ጥዕና ይሃበና ፈጣሪ ❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️
Kubur abo teg teregirek azararba des kibleka
የጸብቀልካ እዩ ግርማ እዩ
Kkkkkk🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Tum demx😘😘😘😘👌💪💪💪
ጥዑም ሰብኣይ መምህር ሰነ ጥበብ ኣቦና ኮውሒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጥበብ
Gurum abo tena & selam yebzehalka fetari !
😘❣👌👌👌👌👌❣❣❣
Mara kef zelaw madeb
ባባያ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም
ዋዋዋዋ....ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ኣጆኩም ቀጽልዎ!!!
Wwwwww des kbl edmen tenan yhabkum
Haxiru topo hawey specially mzom arma sne tbeb hagerna tgebro interview Mara yhaxrena alo
Topo bejaka haxieru
ኢዝ ጀምርካዩ ዘለካ ገዳይም ኣርትስት ቀጽሎ ዝናኣድ ተበጉሱ ዩ
ናይ ባሓቂ ደስ ባህላይ ኣቦ ምስናይ ክቡር ባህልና ኣካዳድና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ሓጺርና Topo።
ኣባይ መሐጎስ
መርድእ ንኤርትራ! ሎሚ ምዓልቲ ካብ ወሃቢ ቃል ሰራዊት ምክልኻል ትግራይ፥ ተጋዳላይ ገብረ ገ/ጻድቃን፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ትግራይ ንወርሒ መመላእታ ክኸይድ ዝጸንሕን፥ ገና’ውን ዝቕጽል ዘሎን ኩናት፥ ናብ ዝሓለፍ ሰለስተ ምዓልታት ዘሰንብድ ጸብጻብ ሰሚዕና። ብመሰረት እዚ ሎሚ ተዋሂቡ ዘሎ ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ ክበሃል ብዝከኣል መንገዲ፥ ብሉዑል ተሳትፎን ናይ ህይወት ዋጋን ኤርትራውያን ይካየድ ከምዘሎ ምሰናይ ዝርዝራቱ፥ ሰፊሕ ትንታኔን መግለጽን ሂቡ። በዚ መሰረት፥ እተን ኣብዚ ኩናት ግጥም ዝካየደለን ዘሎ ግንባራትን፥ ኣብኡ ዝሳተፋ ዘለዋ ክፍላተሰራዊታትን ብርጌዳትን ኤርትራ፥ ብመሰረት እዚ ሎሚ ዝቐረበ ጸብጻብ፥ እንበኣርከስ፥ እተን ዝሳተፋ ዘለዋ፥ ናይ ኤርትራ ምክልኻል ሓይልታት እዘን ዝስዕባ እየን ኣብ ግንባር ሰሜንን ሰሜናዊ ምዕራብ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን 18, 21, 26, 31, 35, 37, 57, 65, 46 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት), 48 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት) ኣብ ግንባር ራማ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን 53, 39, 525 (ኮማንዶ), 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት) ኣብ ግንባር ዛላምበሳ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን 11, 17, 19, 27, 33, 22, 49 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት) ኣብ ግንባር ገርሁሰናይ ኤርትራውያን ብርጌዳትን ክ/ሰራዊታትን 39, 525 (ኮማንዶ), 36, 13, 55, 42 (መካናይዝድ ከቢድ ብረት) እዚ ዝካየድ ዘሎ ኩናት፥ ብቕንዱ፥ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያን፥ ሕድ ሕድ ኩናት ኢትዮጵያውያን እዩ እኳ እንተተባህለ፥ ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥ ደቅና፥ ኣዝማድና ዝርከቡሉ ክፍላተሰራዊትን ብርጌዳትን ይሳተፍ ከምዘለው ብቐጻሊ ይሕበር ኣሎ። እሞ እዚ ካብ ኮነ እቲ ሓቂ፥ ሞትን መቁሰልትን ንዓና ንኤርትራውያን ሎሚ ዋላ ክንኣምኖ እንተደይደለና፥ ጽባሕ ግን ባዕሉ በቤትና ኳሕኩሑ ከርድኣና እዩ። ንምዃኑ ስለምንታይ ምስታፍ ኣብዚ ኩናት? ስለምንታይ ሞትን መቕዘፍትን የህዋትናን ኣያታትናን ኣብዘይ ምልከተና፥ ኣብዘይጉዳይና፥ኢልና’ዶ ነብስና ንሓትት ኣለና? እቶም ኣብዚ ሞት ክናና ክንጸንት ዝፈርዱና ዘለው፥ ብሞትና ዘይኮነስ፥ ብስንክልናና’ውን ዘይግደሱ፥ ካብ ሞት ድሒና፥ ሰንኪልና ምስዝረኽቡና’ውን ምእንታን ክንመውት ዘዳግሙና እዮም። ነዞም ብዘይ ሓላፍነት ኣብደይ ናቶም ኩናት ብከንቱ ዝጠፍኡ ዘለው ኤርትራውያን የሕዋትና፥ ከነእውየሎም ዝግብኣና፥ እቶም ፍንጫሕ መሰንገሎምን መዋልዶምን ኤርትራውያን ኢና ክንከውን ኔርና። እሞ ነእውየሎም ዲና ዘለና ወይስ ነቲ ኣብዚ ዝበሃል ዘሎ ኣሕላቒ ኩናት ምስታፎም’ን’ውን ብቐጻሊ ኣብ ምክሓድ ኢና ንርከብ? ኣምላኽ ነቲ ተገዲዱ ኣብ ሓዊ ክጥበስ ዝግበር ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ የድሕን! ነቲ ብቦምባታትን መዳፍዕን ዝድብደብ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣምላኽ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ። ሰላምን ድሕነትን ንህዝብታት ኤርትራ፥ ትግራይን ኢትዮጵያን! ኤልሳ ጭሩም
Ahtsirekaya interview
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🥺🥺🥺🥺🥺
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Ane zigermeni ezo dis 👎tigebru entay yu eba xegemkum🤦♀️🤔
Aboy konka tesemian God bless more 🇪🇷🇪🇷❤🥰❤💪texawetay
Nice thanx
ዋይ ኣቦይ ገብረመስቀል ጉዳይ ብ ኽላሱቕበል ጀሚሩ ብኽላሱቕበል ክላ ወዲኢዋ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ገዲም ተጋዳላይን ኣቦይ ገብረመስቀል ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና ነዊሕ ተራ ዝተጻወትካን ዝደኸምካን።
Topo hawey btaemi xbuk srah kexlo
የሕዋት ኣብዚኣ ኣቲኩም ከኣ እስከ ሰሓቁለይ "" noworld.info/video/video/wn3SosdqtdXcyLc.html "" SHARE AND SUBSCRIBE ኣይትረስዑ!!!
Nay Bhaki abnetawit eritrean ABo adme yhabkum fetari ms sdraka.
ቶፖ እዛ ሬድ ሲ ናይ ኣጋእዝያን ዶ ኣይኮነትን። ቲ ኣርመኦም ከማን ናይ ኣጋእዝያን እያ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
Asey halal abo tsaida lbu edmen tinan yhabka
Waaaaaw kemey deseluni nezom sebay msreakuwom
Topo koinuwa dia wedia part 2 gele zeybla ezias aygbrin ewae. Anes abahagoy zrekebku koinu tesemieni xenihu gn wdie ms abelet msa kea eza lbey estiw ela
noworld.info/dev/mPwiCzhQBxLNQG0ZvBEh_g
Selam deqi eri
Egziabiher amlak edmen tenan yhabkum bhaki kenue abo bzuh temhrti mhirkumna
Wow lovely man
Topo medebka xbuk kelo balka tebalashwo aleka entay yu ezi interview mqurax
ተስፈ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ምዞም ኣርካናት ስነጥበባዊያን ተላልየና ዘለካ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመ ጥዕናን ገረመስቀል ኪዳነ ከሙኡ ውን ንዓካ ቶፖ ሓወይ
Des zibl enterview edmen tienan yhabkum
Shikur Sebay🥰🥰🥰
አሰይ ጽቡቃት ፍጥረት 🇪🇷🌹😍
Abraham Alem Abi Amxalna pls
👍❤️👏
Aseyyyy zfetwo tewasay♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Willkommen deki erey xbuk interview
He is so natural 🙏💪❤
ክክክክክክክክ ኣቤት ንጽህና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና
kef zhiben gazetna adina i love topo
Grima mogos kabakum tefelina aytamenann
Tefe neti satnael (evil) nai Eritrea eba interview giberelu hito neiruna.
Wawwwww
Waww 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️
Big respect he’s absolutely honest person and humble.
❤️ብሉጽ ናይ ብሉጻት 🤴ጅግና ተጋዳላይ ከውሒ ❤️ካብቶም ዘድንቆም ግሩም ኣንበሳ ኣቦ ባህሊ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ❤️💎🙏🏿🤴🤴🤴🤴🤴🤴
Topo z great👌💯💯
Abahagoy azakakirni
ቅኑዕ ሰብ ዕድመን ጥዕና ይምነየልካ 🇪🇷ጅግናኣ ወዲ ኤረይ 💌🇪🇷
Baba kewhi edmen tenan yehabka wedi Mayteqera xaeda
Bless you Baba I love you woow , really it's amazing , ....brave papa♥️🥰 bless you topo great 👍👍👍
Selam Red Sea median xibuq medebat alekum btaemi yeqeniyelna qexilwo kem rieta ab eza topo show teetwuwo zelekum nay taqiet dmxi ente zterf xibuq eyu sehabnet yeblun rebashe koynu
Nic job
Nic job
Mara des zbl seb natural neger abona edmen tenan yhabelna grma hagerna 👏👏👏👏👏👏
Merhaba topp hawna medeb eyou qexelo bejaka ntafila aqrbelna
this is our culture and tradtion politness