Red Sea - መግለጺ ሜድያታት ኤርትራ ብምኽንያት 20 ሰነ

19. juni. 2020
7 928 Ganger

ብፓየት ዝዳሎ ትንታነታት ኩዕሶ እግሪ ፣ ታሪኽ ዕዉታት ሰባት ፣ ጠቓሚ ሕክምናዊ ሓበሬታትን ካልእን ዝቐርበሉ ቻነል'ዩ ። ብተወሳኺ ዝተፈላለየ ስነጥበባዊ ስራሓት ፣ ፊልምታትን ቶክ ሾውን ንምክትታል ሳብስክራብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ ። ክትረኽቡና ምስ ትደልዩ ዋትስ ኣፕ 0044 7395525416 - ኢመይል - payetnews@gmail.com.

Kommentarer
  • RED SEA MEDIA thanks eta sabscribe tesahiba ala kid mis enda agaezian

    Berhane TewoldeBerhane Tewolde5 måneder siden
  • እዛ ጓል ሽፍታ ትብል ግጥሚ ንዓኹም ዓቐንኩም ኢያ እንዳ እሾኽ መርገም 4 ሽርክነት ዕሱባት ምኻንኩም ኩሉ ፈሊጥኩም ኢዩ ደቂ ማይ ጠላሚት

    Berhane TewoldeBerhane Tewolde5 måneder siden
  • አንታ ረሳሕ ሐንጋል አኽልኪ ሕማቕ ጥራይ ክትዛርብ ምኻን ናይ መን ድአ ክትወስድ :ማልትኻ ግን ተጸብ ቆንዳፍ

    Mussie HebtegabrMussie Hebtegabr5 måneder siden
  • Subscribe ይስሕባ ኣለኹ ካብ ሎሚ ጀሚረ sorry 😐 Red Sea media ኣድናቂኹም ኢየ ነይረ :: ዛኪ ድማ ካልእ ቻነል ሒዝካ ክትመጽኣና ብትሕትና ንጽበየካ ኣብ sport ዘድሃበ መደብ ::

    Timnit AsmelashTimnit Asmelash5 måneder siden
  • ዛኪ ድማ ስፓርት ጥራይ ኣቅርበልና ኣብ ፖሌትካ ኣይተምጸኣልና ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ ስውኣትና ንዘትእለት ይዘከሩ :: ውድቀት ንምልሻ ስርናይ

    Timnit AsmelashTimnit Asmelash5 måneder siden
  • Red sea media ግን መደብኩም ተበላሽውዎ ኣለኹም ነዞም ማዕልታዊ ብዛዕባ ኤርትራ ሕማቅ ዝዛረቡ ዘለዎ ኣብ መደባትኩም ተቅርብዎም ኣለኹም :: ብፍላይ ነቲ ምልሻ ስርናይ ኣቡኡ ዝነበረ ዬሴፍ ገብረጻድቅ ድዩ ወላስ ባዕለዲኡ ይፍለጥ ድቃላ ኣብ መደባትኩም ተቅርብዎ

    Timnit AsmelashTimnit Asmelash5 måneder siden
  • እንታዴኻ የእትወካ ወላ ማዓልታዊ ዘይንውልዓሎም ሽምዓ: ነቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለው ክብሪ ዝግብኦም ኣብ ደገ ተሓቢኢኻ ማዓኮር ናይ ጽዓዱ እንዳረኣኻ ጥራይ ድሽወሸር ጥራይ ስራሕ በዳን::

    Timnit AsmelashTimnit Asmelash5 måneder siden
  • nifuati ikum behasab kunu tehagusina

    Gde Hans HabtegergisGde Hans Habtegergis5 måneder siden
  • ኣታ ነዚ ህዝቢ ዘይትግድፈዎ፡አንታይ እዩ በዲሉኩም ብፍላይ ን ሱዉኣት ወይ ወን ን ሱንኩላን ክትጠቅስዎም፡ኣይትፈትኑ ንሶም ጀጋኑ እዮም ታሪኽ ሰሪሖም እዮም ንስለ ሃገር እታ ዘይትድገም ሂወቶምን ንእስነቶም ወፊዮማ እዮም ኣረኪቦምና ንዛ ሃገር ንሕና ኢና ክንክሰስ ጽባሕ ብደቅና ምብጽዓ ናቶም ዝጠለምና ኣነ ንስኻ ንስኺ ንስኹም ከ አንታኡ ኢና ጌርና ወይ ጌርኩም እስከ ንነብስና ንሕተት ኣብ ዩቱብ ድሕሪ ካሜራ ኮንኩም ነስዉኣት ኣይተቃሽሹ አዋይ ኡንቃዕ ሱዉእ ተሰወአ ንዚ ከይራየ ኣሕ ዳሓን ግዝየኩም ጥራይ ተጽበዩ ። ናይ ኤርትራ ሜዲያታት ከኣ ይብሃለለይ መን ምስ ገብርኩም ኢኩም

    Arkan Love ChannelArkan Love Channel5 måneder siden
  • well done guys, thank you, keep it up, never give up

    hadish ketemahadish ketema5 måneder siden
  • Tigringa habirkum behad befikri mess raku tahabine::

    Micheal BereketMicheal Bereket5 måneder siden
  • መንዩ 20ሰነ ናይ ህግደፍ ጌርዎ መዓስ ዕለትዩ 20 ሰነ ብ ጓይላን ዳንኬራን ሓሊፉ። ሽሕ ግዜ ደኣ ንህግደፍ ንጽላኣዮ እምበር 20 ሰነ ክንውግዝ ግቡእ ኣይኮነን። ንሕብረተሰብናን ህዝብናን ናብ መገዲ ሰናይ ደኣ ምርሑ እምበር ሓላፍነትኩም ተጠቂምኩም ናብ ዘይተደልየ ኣንፈት ኣይትምርሕዎ።ዝተረፈ መደባትኩም ግና ብጣዕሚየ ዘድንቐኩም።

    Nati TewNati Tew5 måneder siden
  • Loqmaxat elekum Aleku muqushash zey xenhelkum 20 sene meas eyu dankira Neyru hazena eske Akuluna Afafat kndi shabiya z serho emo srhu shiu tizarebu bkndey Nifatom zey xergu Afafat do kinzareb ena

    Petros TeweldePetros Tewelde5 måneder siden
  • Ajokum deki Eri ab gonkum Alena ezi yu eti haki keep doing the great work!

    Zeru GermayZeru Germay5 måneder siden
  • መዐልቲ ሰማአታት ብዳንኬራ ተከቢሩ አይፈልጥን እዬ ሐሰዉቲ

    Solomon Hagos NegassiSolomon Hagos Negassi5 måneder siden
  • ሐሳዌ ሰረቀቲ

    Solomon Hagos NegassiSolomon Hagos Negassi5 måneder siden
  • *Klae ata payet biela nierka hji eza politic tbhal guday ye'etika abza channelka unsubscribe kgebreka enber sorry eza arkey eza politic tbhal topic neay tyitey eya*

    not interested in politicnot interested in politic5 måneder siden
  • Jigna ajoka alena ab gonkum

    efi wedi ereyefi wedi erey5 måneder siden
  • RED SEA Subscribe kab lome sehebay alok ezom takaleet mesakum kab jameru guday matsetsa😷

    Teame yohanesTeame yohanes5 måneder siden
  • መዓልትኩም ተጸበዩ ደቅዛ ረሳሓት ደቃሉ ዓጋመ ብሽም ሰማታትና ኣይእትወኩምን ኢዩ ::

    Tog BelTog Bel5 måneder siden
  • Hahahahahaha

    Daniel FetewiDaniel Fetewi5 måneder siden
  • algis menkelaweti resah komal 🐜

    habtoom amanyeshabtoom amanyes5 måneder siden
  • በዓል ጀብጀብ መልሓሶም ኣብ ሓንቲ 4×4 ጋብያ ኮንኩም በሮቅ ሮቅ ኣይትበሉ፡ ንስኩም ኪዱ ጥራይ ናብ ጎደቤና ደቂ ደቅሉ ማልትኹም ጥራይ ትጸበዩ ደቂ ማለሊት፡ ብ ሰነ ሓሳቡ ምስ ጸላትና ዝጸምድ ንሱ ውን ጸላኢና እዩ፡ሕጂ ውን ዘላለማዊ ዝክሪ ን ስወኣትና ዓወት ንሓፋሽ።

    one love loveone love love5 måneder siden
  • ኣብዚ ኮመንቲ ኩሉ ፈሊትኩም ዊጊን ምካንኩም የለን ኣቱም ኡሱባት። 🇪🇷✊🏾✝️☪️🕯✊🏾🇪🇷🇪🇷✊🏾🕯🇪🇷✊🏾⛪️🕌🕯🇪🇷✊🏾🕯✊🏾🇪🇷✊🏾

    *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • Keep going brothers 💯💯💯 .you doing great job. forget about those negative thoughts .

    God is LoveGod is Love5 måneder siden
  • ፋናን ዉጹእ ትግረዋይ ኡ ዘሕልፎ ዘሎ ትምህርት ከኣ ኣዚኡ ኩፉእ ኡ ንመንእሰይ ኤርትራውነቱ ረሲኡ ዘየለ ብቢሀር ክመቃቀል ዝገብሮ ዘሎ ክህተተሉኡ ኣነ ባዕለይ ከሓቶ አ እዚ ኣፍቅ ኣጋመ 🤮💩😬

    *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • በጃኩም ኤርትራዉያን ኣብዘን ቻነላት ሳብስክራይ ገርና ዘለና ኩላትና ንስሓቦ ፡እዞም ሰባት ሉኡካት ናይ ወያነ እዮም።ገንዘብ እዩ ዘገድሶም

    Berihu OkabBerihu Okab5 måneder siden
    • Ane sihbeya aleku

      Aman GhebrehiwetAman Ghebrehiwet5 måneder siden
  • Ajokum yhewat semaru zekeri neswuat 😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏

    Biniam TesfankielBiniam Tesfankiel5 måneder siden
  • እንታዲኩም ገድስኩም እዋይ ግዜ መጻወቲ ባዓል እዚኦም ኮይና ትድሊኦም ይፋትወና ተድሊኦም ይጽሎኦና ባዓል ጆሲ ትማል እንታይ ይብሎ ኔሩም ኣብ ሞንጎ ሃይማኖትና ሓዊ ክዝሩኦልና እንታይ ከብሎ ይዎዕሎ ኔሮም ሕጅ ኻኣ ብዛዕባ ስዋኣት ክይ ሕፍሩ ይዛርቡ ኣልዉ እንድሕር ብስዋኣት ዛኣምኖ ኮይኖም እቶም ስዋኣትና እኮ ካብ ኩሎ ቢሄራትና እዮም እብአ ብሎለይ ።

    wedi anjolos ኤርትራዊwedi anjolos ኤርትራዊ5 måneder siden
  • Mishmushat guhafat Eritrea nay Eritrawyan eya deki za weigin

    Yonas FishayeYonas Fishaye5 måneder siden
  • ኤርትራዊ ንዓዱ ኹሉ ግዜይ ኣሎ. ባድመ ይመስክር. ትግራዎት ደቓሉ ንዓድኩም ዓጋመኹም ትግራይኩም. ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ. ደቓሉ ቦታ የብልኩሙን ኣብ ኤርትራ. ትግራዋይ ኣንጭዋ ኤርትራዊ ጭዋ.

    Bereket DawitBereket Dawit5 måneder siden
    • Abu rgex gigna ertrawi

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • ደቂ ውዕግን ተጋሩ ናይ ዓድኹም ግበሩ. ምስ ወያነ ኾንኩም ሰምኣታት ኤርትራ ኣራክስኩም. ሎምይ ወያነ ተቐብሩ. ንስኹም ኸ'ኣ ንብዓት ሓርገጽ ትነቡዑ ኣለኹም. ተግባር የብልኩሙን 0000000ኢኹም. ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን ኢያ. ተጋሩ ተገጥምኩም ኢኹም. ተግባርኩም ቐላትኩም ዓጋመ ትግራዋይ መልሓስኩም ኩሉ ኤርትራዊ ፈልጥኩም እዩ.

    Bereket DawitBereket Dawit5 måneder siden
    • Feltkayom Hawey ertrawnet ktefi zxitu tegaru bflay fnan izi afnak

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • Txs a lot guys keep it up and stay strong

    United For lifeUnited For life5 måneder siden
  • Tsibah kalie malti eya fah misbelkum kinsemie yihayish kab fetan app +J studio nixibeyo yelen

    YM DharmendraYM Dharmendra5 måneder siden
  • Zelalemawi zekri neswatna

    wedi gash Menbar Aytidegamin eiyawedi gash Menbar Aytidegamin eiya5 måneder siden
  • የሕዝነካ በሓቒ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመት ጥራይ 20,000 መንእሰያት ክጠፍኡ፡ እዚ ርጉም ስርዓት ደምደይ ኢሉ ኣሰር ኣያታትና ክጥፍኣና ኢሉ ዝኣጎዶ ምዃኑ ይበርሃልካ፡፡ ዝካኪ እዛ ኣብልበይ ዝቐነየት ሓሳብ ምምጻእካ ኤርትራውያን ማዕረክንደይ ኣብ ሓደ መስመር ከምዘለና ምልክት ኢዩ። ባሓቒ በዛ ሓሳብ ኢዚኣ ክሓስብ ቐኒየ ፡ 3 ዓመት፡ ምስ 30 ዓመት ቓልሲ ተዛማዲ መስዋእቲ ክትከፍ ካብምንታይ ይኹውን እቲ ጸገም ኢለ በነይ ክሓስብ ቐኒየ። ብምቕጻል ኣዚዩ ዝነኣድ ስራሕ ኢይኹም ትሰርሑ ዘለኹ፡ ዝሓበረ ሓፋሽ ዓጋቲ የብሉን ከምዝበሃል፡ ሓብሪኩም ከምዚ ዓይነት ሓባራዊ ስራሕ ንመንእሰያትና ኣዚዩ ተስፋ ዝህብ ኢዩ እሞ ኣጆኹም ቐጽሉዎ፡ ፡ ብፍላይ እታ ጆሲ ዝልዓላ ማራ መሲጣትኒ፡ ነዚ ናይ ኤውሮፓውያን ስማዊ ወረቐት ኣብ ርእስና ተትርኢስና ካብ ምሕዳር ናብ ዓድና ንጥምተሉ ጊዜ ኢዩ ዝበላ፡ ኣዚያ ደስ ኢላትና ፡ ከምዚ፡ዓይነት ነገራት ብብዝሒ ጉስጎስ ክትገብሩሉ ብመንገደይ ለበዋይ የመሓላልፍ፡፡ ኣብ ዘለኹሞ ኣምላኻ ኣባዊነ ምስ ኹልና ይኹን፡ ወድሓንኩም ይብል ዛኪ፡ ወድሓንኩም።

    Kesete BerekeKesete Bereke5 måneder siden
  • ኣጆኩም ኣብ ሓቂ ዘሎ ሰብ ተስፋ ክቆርጽ የብሉን ሓደ መዓልቲ ክርድኦም እዩ ስዉኣትናን ኩሎም ብሰን ኪ ሕማቅ ስርዓት ኣብ ሳህራን ባሕርን ዝጠፍኡን ብካራ ደዓሽ ዝተሓርዱን ዝተዓመጹን ዝተዓመጻን ኣብ ኤርትራ ብዘይገበን ዝተኣስሩ ኣሽሓት ኣሕዋትና ወትሩ ኣብ ልብና ናይ ብሕሶት ህግደፍ ካብ ሱሮም ይምሓዉ

    Koka TesfalemKoka Tesfalem5 måneder siden
  • ግዘኹም ኣለኩም

    sham shamsham sham5 måneder siden
  • ዑሱባት

    sham shamsham sham5 måneder siden
  • ጆሲ ዓጋመ እንታይ ይምልከቶ እዚ ሓሳዊ

    sham shamsham sham5 måneder siden
  • ዮሴፍ ኣታ ድዲት ብዝዕባ ስውኣት ኣይምልከተካን እዩ ጉሒላ ።ንስካ ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ መሰል የብልካ ኣንታ ሎቕማጽ👿

    Dan DanDan Dan5 måneder siden
  • ኣናብስ ዝሓበረ ሓፋሽ ዓጋቲ የብሉን፡ቀጽልዎ ጥራይ ኣጆኹም ሓጎጽጎጽ ዘሎ አዩ፡ስንኹም ንኸሱ፡ኣብ ጎኑኹም ኣለና፡ቪቫ 5 ግሩፕ፡ካሊኦት ውን ተስፋ ይገብር፡ናባኹም ክመጹ፡

    Asmayt TesfaldetAsmayt Tesfaldet5 måneder siden
    • @Yoni Mini ሰነፍ ብጀካ ጸርፊ ዓቅሚ የብልካ፡ህግደፋዊያን ብጀካ ትግራውይ፡ወያነ ክትብሉ ጽሓይ ዓሪብኩም፡መሳኪን፡

      Asmayt TesfaldetAsmayt Tesfaldet5 måneder siden
    • ate tegrwyti nay Adki gebre fokas wehdi

      Yoni MiniYoni Mini5 måneder siden
  • Kemzia gierkum hberu nfuat

    ድሕሪ ጸበባ ኣሎ ራህዋድሕሪ ጸበባ ኣሎ ራህዋ5 måneder siden
  • U are right

    ድሕሪ ጸበባ ኣሎ ራህዋድሕሪ ጸበባ ኣሎ ራህዋ5 måneder siden
  • I proud of you

    Bob MarleyBob Marley5 måneder siden
  • Kab reseHat sebat resah hasab eyu zflfl. Nsom merahtom aminom eyom tesewiom. BeAl nska elfi Eta mita merahtna ketelOlu ykun kitnekfu zkone moral yeblkumn. Ab tbexHwo dma habirna knrio ena. MeAltom bguala eyu zzker tblsi eti nska tgebro ika habirkana. Tarikom aytetenkefen tbl nska kab tiwetsie bzaeba Tarik qalsi Eritrea entay zewtsaekayo wey zeberketkayo sle zeleka iki???? Kindaka zeyakla baka yweAlu eyu negeru.

    JossyJossy5 måneder siden
  • G5። ስምረትኩም "ዩ ዋሕስ ህዝብኩምን ሃገርኩምን ፣ ኣጀኩም በርትዑ ። እዞም ሕጂ ዓቅሎም ጸቦቡዎም, ዝጻረፍ ዘለው, ህግደፋውያን, ኣይትገደስሎም ፣ በርትዑ ሓይልኩም እዩ, ድርዒ ሃገር,። ዓወትና ናይግድን"ዩ ፣፣

    V ኣብ ሂወት ውን ሕብሪ ኣሎ ።V ኣብ ሂወት ውን ሕብሪ ኣሎ ።5 måneder siden
  • Nfuat kexlwo❤️👍zelalemawi zkri nswuatna

    ድንግል ማርያም ኣደይ Eritrea ዓደይድንግል ማርያም ኣደይ Eritrea ዓደይ5 måneder siden
  • Ata mas kon tetahizka ysema ykown nakas newihna ko afka zhabeka tzareb aleka ab wshate andamatka konka gn ynewh amber shabya naka wedkemakan mxfaf tbges kemzela anfetka sihitka aleka

    Dawit TesfamichaelDawit Tesfamichael5 måneder siden
  • Nfat ahwat atum etxarefu tahbiekum adzi zeyblus bekli ynek zbhal nakum eyu eske kememo wexikum tezarebu aytzarebu aytezarbu ente kielikum maeduwom enber eziatom fetrti aykonun futurat enber zelalemawi nzkri nsuwuatna kesinom nknebr knkales ena habrna gziye ynewh enber.

    Sami GerezghirSami Gerezghir5 måneder siden
  • ትማል ትማል ሰርቲፊከት ናይ ስውኣትን ባንዴራን ክቃጸል ኮሎ ጆሲ የተባብዖም ነሩ ኩልኩም ሓሰውቲ ኢኩም ።ናይ ጥቅሚ ፡

    Teklu KfletsionTeklu Kfletsion5 måneder siden
    • Kulom fnan ka ygedid izi afnak agne 😤😬

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
    • nay bhaqi

      Yoni MiniYoni Mini5 måneder siden
  • ኣነ በዞም 5 chanelat ህቡን እየ ሰማእታትና ክቡራት ሓወልቲ ህይወትና እዮም።ንውልቃዊ ናይ ህግደፋውያን ናብ ጎድጓድን ካርሸልን ኣይኮኑን ህይወቶም ከፊሎም፡፡

    ኤረይ Tvኤረይ Tv5 måneder siden
  • Red sea abesa ekum ajokum kexiluwo😭😭💔🇪🇷

    Eri WALLTA showEri WALLTA show5 måneder siden
  • ምዓልትኹም ጥራይ ተጸበዩ ኣብ 4 በርባዕተ ገዛ ተሓቢእኹም ኣብ ስደት ኮንኹም ድሌትኹም ትሕስው ሰብ ተናቁቱ ኣለኹም ድሓን ?

    ADERASH TvADERASH Tv5 måneder siden
    • Gidefo tray aba kibelyu eyom hasewuti lekabt

      Eyob eyobEyob eyob5 måneder siden
  • ትም በሉ አኩባት ኣአማን አኩብ ናይ ዩቲብ ጌርኩም ተኣኪብና ትብሉ በዓል ጀብጀብ መልሓስ ን ዓኩም ኢዩ ። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና።

    Aleko biniAleko bini5 måneder siden
  • Deki reshat gohafat sheketi lomi zihaminkum yelen agaiazian endabelka hager kitblu moral yeblkumin

    Nebi ZeraiNebi Zerai5 måneder siden
  • Kolatom sereqti iyom iziyo nay suwat kibret yabilomin nay tigray tigrina tirah iyom zelewom 😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    Hellew TeftawitHellew Teftawit5 måneder siden
    • Lomi thagise seb btami astewililom b flay fnan izi afnak hluf halifu tegaru om ilnan btami zehzn 😤😬🤮

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • ነሽነሽ ኣታ ብላይ ዓጋመ ወዲ ድቃላ ንስካ ዓጋመ ሰበይቲካ ዓጋመ ..ንካልእካ ኣደናግር ፋራ ።

    SMART MINDSMART MIND5 måneder siden
    • Kulom resahat tegaru om kedamay finan 🤮😤

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • ፍናን ኩሎም ብገዛእቲ ዘበተሰዉኡ ኣምጺእካ ክነስኻ ናይ ስርዓት ወያነ ዝተሰዉኡ ዘይምምጻእካ ወይ ዘይምርቁሕካ ቂር ኢሉኒ።

    Abi BlessedAbi Blessed5 måneder siden
  • ዓሽ ነሽ ነሽ ዓሽ ቀይሕ ባሕሪ መርበብ ሓበሬታ RBL TV ዓሽ ፍናን ከምኡ ውን ጆሲ ኣብልዕሌኩም ልዑል ክብሪ ኣሎኒ ። ከምዚ ኢልኩም ብስኒት ኣነ እበልጽ ኣወጊድኩም ንውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ሳት ክትከፍቱ ትምኒተይ እገልጸልኩም።

    *እንታይ'ዪ* *ሕልና**እንታይ'ዪ* *ሕልና*5 måneder siden
  • 🕷🕷🐜🐜

    Bereket RustomBereket Rustom5 måneder siden
  • Good job kburat yehwat ketslelu

    Ser SerSer Ser5 måneder siden
  • ሰላም ንኹልኹም እዞም ቻነላት ብሓብር ድምጽኹም ተስምዑ ዘለኹም ቀጽሉዎ ኣብ ነፍሲ ወክፍ ድምጽኹም ከኣ ቡዙሕ መልእኽትን ቡዝሕ ናይ ሕብረት ስሚዒት ዩ ዝህብ ኣብ ቡዙሕ መዳያት ብሓንሳብ ናሰራሕክሙን ክትቅጽሉ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ እግዛብሄር ሓሳብ ልብና ክሰምረልና

    Tesfai NegasiTesfai Negasi5 måneder siden
  • Red Sea Media kia tegetimkum alekum hargafat susuat

    Yonas FishayeYonas Fishaye5 måneder siden
  • Red sea media bejaka mzom resehat aytsirah

    Habtom MaheriHabtom Maheri5 måneder siden
  • ሓሰውቲ ለኻብጥ ኣብ ዓዲ ስደት ተኾይጥክን ሲ ስውኣት ነኽብር ኢና ይበሃለለይ መሻኩት።ብጀካ ሓሶት ካልእ ቆምነገር ዘይብልኩም ፍቱሓት ስረ።

    Eyob DebretsionEyob Debretsion5 måneder siden
  • Ooooo hbretkum nxelai hmam resi u ahwatey mqal godney. Red sea the great xubuq srah

    Abid TeweldebrhanAbid Teweldebrhan5 måneder siden
  • Red Sea Media Habibi kabto azey defetweka dekatateleka deneberku hade teketateley wey dema degafeka deneberku sebi ye nere hiji gin mestom xelatey Eritrea zekonu hizbey kenaqutu zewulu sewatna keqanaxebu zewulu ni Eritrea kem hager dey amnu haberka mesrahka key geremeney ay terifin kemtey bedeletey SUBSCRIBE debelkuka.. UNSUBSCRIBE gerelka aleku kesabi abi lebeka timeles?

    Abdella SalihAbdella Salih5 måneder siden
  • ኣንቱም ሰባት ዘይትገድፉና ናይ ትግራይኩም ዘይትገብሩ ብዓል ፍናን joci ኩሉኹም ትግራይ ትግርኔ ሽግር ኣለና ሽግርና ኤርትራ ብኤርትራውያን ዝፍታሕ ተጋሩ ግደፉና ብዓል ነሽነሽ ተጋሩ ማሕዮ ሰብ ወድኻያ ኣብ መዓስከር ኣንታ ላሃሲ ማዓጎር ተጋሩ

    Habtom TesfayHabtom Tesfay5 måneder siden
  • Kidu hasewiti tegaru

    Samuel HabteSamuel Habte5 måneder siden
  • TRUE STORY

    zemuy Ande`zemuy Ande`5 måneder siden
  • ደቂ ጅግና ጀጋኑ እወልዱ ቀጽልዎ ጥራይ ኣጆኹም

    sara sara Sarasara sara Sara5 måneder siden
  • ሰማእታት ታሪኽ ፈጺሞም "ኤርትራውነት ኸዲኖማ"ሃደ ምእራፍ ናይ ታሪክ ተፈጸመ! ኣነን ኣዳለውቲ"ዚ መደብ ት ግን እንታይ"ዩ ታሪኽና ?ግና ሸፋቱ ንዝበልክዎም ብኸመይ ስሞም ከልእል ይፍቀደኒ? ብዝኾነ ስውኣትና ግን ቀየርቲ ታሪኽ horne of africa and middle east ዮም እሞ ዘልዓለማዊ ኽብሪ ንሰማእታት "ና !!

    Michael AlgenaMichael Algena5 måneder siden
  • ጽባሕ ፋሕፋሕ ከምትብሉ 100% ርግጸኛ የ ምኽንያቱ ንረብሓ ምበር ንፍትሒ ህዝቢ ስለ ዘይተኣከብኩም ፡ ኣኣበይንኹም ተቅርብዎ መደባትኩም ዝተፈላለየ ኣራኣእያ ዘለኩም ጎሓላሉ ስለዝኾንኩም ፡ ቅንጣብ ፍቅሪ ህዝቢ ኤርትራ ዘይብልኩም መንእሰይ ተልምሱ ጅባኹም ምበር ሃለዋት ህዝቢ ዘየገድስኩም ኣዛብእ።

    ኣደ ብርሃን ገዛኣደ ብርሃን ገዛ5 måneder siden
  • Deslike ግይርኩምሎም ሕለፉ ደቂ ኤረ ደቂ ድብርጽዮን ከኣ ላይክ ግብርኖም ኢዩም ግን እንካዕ ኣብ You Tube ዝስራሕ ኣይኮውን ሃገር ።

    ዘመን ማህደርዘመን ማህደር5 måneder siden
    • ኣታ ለክባጥ ዓጋመ ደርጊ

      V ኣብ ሂወት ውን ሕብሪ ኣሎ ።V ኣብ ሂወት ውን ሕብሪ ኣሎ ።5 måneder siden
    • ናይ ብሓቂ ወዲ ኤረይ ።ትማሊ ኢካ ኢልዎም አዩ ጀብጀብ መልሓሶም ኢልዎም ኢዩ። ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ስውኣትና።

      Aleko biniAleko bini5 måneder siden
  • ሓቢርኩም ክትሰርሑ ክርኢ እንኮለኹ ሑጉስ ይብል በቃ።

    Dani Messi 10Dani Messi 105 måneder siden
  • ጉጽኩም ትርሓቅ ራሲስቲ ዝኾና ሻንላት ፎእ dslike ረሳሓት ሻነል ሲ ከም ባዓል ሲኒት ቶኾና ኢዩ ቅድሚ ረብሐአን ረብሓ ናይ ህዝበን ሓድነትን ዘቀድማ ንዓኹም ብዲስ ላይክ ጥራይ ምክራጂኩም ኢዩ ደቂ ብጽብጽ ደብርጽዮን ድዩ ሊኢኹም ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና ።

    ዘመን ማህደርዘመን ማህደር5 måneder siden
  • Go haed brio💪

    josep 2016josep 20165 måneder siden
  • ✊🏾🇪🇷🧨

    ፊሊ ሰብ ንታሪኹ'ዩ ዝነብርፊሊ ሰብ ንታሪኹ'ዩ ዝነብር5 måneder siden
  • ጽቡቕ ስራሕ ኣሕዋተይይይ

    ኣሰር ጀጋኑኣሰር ጀጋኑ5 måneder siden
  • ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ደቂ ትግሪኛ ።

    Aman MogosAman Mogos5 måneder siden
  • Kkkkkkkkkk haswti nay tegray gebru seraqti

    aslamay malet hiwat eu Nuraslamay malet hiwat eu Nur5 måneder siden
  • Kilia hasewti kab yutube seldi kitrekbu elkum haberawi megletsi gele do aytbelu afe chele dukumat fitret. Timal timal shefatu tblwom nerkum hji dia entay hadish sle eterekbe eyu ajewjew tiblu.SELDI YUTUBE GIN HADE MIALTI KIHANKEKUM EYU . NEFAHITO NNEFAHITO DIHULAT.

    Yonas FishayeYonas Fishaye5 måneder siden
  • Red Sea Media ደጋፊ ህግደፍ ይመስለኒ ኔሩ

    Sami wedi Ghere Gunners 4 everSami wedi Ghere Gunners 4 ever5 måneder siden
  • Entay da nay meles zytzarebkalu fenan ezi mehgosi asha zereba gedefo

    Devit WeldayDevit Welday5 måneder siden
  • Ata guhaf payet seb gernaka like gberlu endabelna dro zeytfelto genzeb mes hazka aferfer gemirka medengets

    Eri one LoveEri one Love5 måneder siden
  • ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ሓቢርካ ምስራሕ ናይ ለባማት እዩ ዕድመ ይሃብኩም

    ዓዲ ጊላ ሃዘሞዓዲ ጊላ ሃዘሞ5 måneder siden
  • እንጀራ ዓለም ብላዕ ዋላሓንቲ ክጽሕፍ ኣይደልን

    Koka TesfalemKoka Tesfalem5 måneder siden
  • Good job guys we love u from Israel

    mukuh bial 4 firinchitmukuh bial 4 firinchit5 måneder siden
  • Ajokum deki erey kexelwo

    Huluf AlemHuluf Alem5 måneder siden
  • ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ንስውኣትና nay ብሓቂ ኣሕዋት ኣጆኩም qexlwo thanks

    robiel goytomrobiel goytom5 måneder siden
  • ሓድነትኩም መራ የሐጉሲኒ የሕዋተይ ።

    ከመይ ኣላ ማማ MEDIAከመይ ኣላ ማማ MEDIA5 måneder siden
    • Yeah nay behaki 🙏🙏

      Huluf AlemHuluf Alem5 måneder siden
  • የሴፍ ገብሪሂወት ኣታ ፍጋራ ንስውኣትና ትጸርፍ ዘይነበርካን

    ኤረ Eriኤረ Eri5 måneder siden
    • @ኤረ Eri እወ ዮሴፍ ብዛዕባ ኤርትራ ሓሲቡ ኣይፈልጥን እዚ ጉሒላ!!!

      Dan DanDan Dan5 måneder siden
    • ዮሴፍ ስዉኣት ይጸርፍ ኔሩ ድዩ

      Asmera natey ኣስመራ ናተይAsmera natey ኣስመራ ናተይ5 måneder siden
    • mukuh bial 4 firinchit ጸልማት መጻኢ እንታይ ፍልልይ ኣለዎም ኩሎም ሓደ::

      ኤረ Eriኤረ Eri5 måneder siden
    • Bihasot aytimeskir eske vidio amxeley yonas mestika dyu mesiluka weyis enty

      mukuh bial 4 firinchitmukuh bial 4 firinchit5 måneder siden
  • 🥰🤩🤩😍🤩🥰💯💘💘💘💯💯💯💯💯

    Eskender SolomonEskender Solomon5 måneder siden
  • ለማኒ ቆማል እሱብ ህወሃት !! እንታይ ይምልከተኩም!! kkkkkkkkk ኮሊድ ጀበርቲ ትግራዋይ ብዝእባ ስውእት ኤርትራ ን አሃ አብ ምታይ ይምልከተኮ?? ዘስደምም!! አብዘይምልከተከሙ ጠብሎቅ አይትበሉ!!!

    Cherkose ManCherkose Man5 måneder siden
    • Bflay fnan hadegena tmrti zmhro zelo sne hasab weyan xba khtetu iz afnak agame 🤮

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
    • @Bini Estifanos ጨናዊ አጋሜ!!👨‍🔧

      Cherkose ManCherkose Man5 måneder siden
    • 👎👎

      Bini EstifanosBini Estifanos5 måneder siden
  • እንካዕ ብደሓን መጻኩም

    Melake BekuretsionMelake Bekuretsion5 måneder siden
  • Ata RBL smeani msziom zetehahz wala hade yeblkan arku ... dhar kea men nay eritrea media ms geberekum eu ke ? Beka b habes kedes ... fnan app and josi tigray tigrigni hasewti tgrawot beka xenihkum kea nhna ena Eri tv kenehedso ktblu ekum n genzebkum tut endabelkum si.... kem cinema semere hagerawi channel yelen arku. Suk ilkum tray sheketkum gberu ... sheket b eritrawyan gdefwo .. ageb neakum serekti

    AMD entertainmentAMD entertainment5 måneder siden
    • Bflay fnan izi agame lomi felteyo temam gere

      *ኤርትራ ን ኤርትራውያን።*ኤርትራ ን ኤርትራውያን።5 måneder siden
  • Red sea respect nay teketateltka akbr ane bwegeney nay gele chanelat kketatel aydwln ye nay fnan...josi...and neshnesh

    kaka hanskaka hans5 måneder siden
    • ሱቅ በል ከዛብ ህግደፍ እንታይ ክብረት ኣድሊካ ስውኣት ልዕሌኩም ነክብሮም ንሕና:;:

      Hala Madrid## AHala Madrid## A5 måneder siden
  • ፍናን ኣፍካ ሕዘልና እዚ ጉዳይ ዓባይ ትግራይ ኣይኮነን። እዚ ብዛዕባ ዕቤት ዓባይ ኤርትራ'ዩ። ስለዚ ብዛዕባ ትግራይካ እንተትዛረብ ምሓሸካ ዕሱብ ሰራቒ።

    ኣስመራ ፓላስኣስመራ ፓላስ5 måneder siden
    • Jelgad jeberti adeka asafiha ktdks ade fnan gn tsnkl nera hji sk elka hateftef aytbel

      Mehari MehariMehari Mehari5 måneder siden
    • Finan ata lkbta tegrwey kid nay tegryka gebri

      Yoni MiniYoni Mini5 måneder siden
    • ህግበፍ ካብዚ ዉጻእ ነ ፉናን ወዲ ህዝቢ ኽትጸርፍ አይትሐፍርን ኢካ

      yoni solomonyoni solomon5 måneder siden
    • ኢስካ ካኣ ኢድካ ሓዘልና፡ ብቃንቃ ትግርኛ ኣይ ትጽሃፍ፡ ኣይኒ ዘለዎ ማሃይም፡ ምካን ጀብርቲ ኢካ ትከዉን

      selamna ybzihselamna ybzih5 måneder siden
    • እስከ ትም በል ገፊሕ ኣደ ፍናን ካብ ኣዴኻ ኣጸቢቃ ተቃሊሳ እያ ንስለ ኤርትራ

      Binyam Samsom Samsom BinyamBinyam Samsom Samsom Binyam5 måneder siden
  • Seb keyteakebe shuguru ayfetihn eye b natukum mieka chakuchak zbulu aytigedesulom mejehadin

    daniel girmaydaniel girmay5 måneder siden
    • Eyom

      daniel girmaydaniel girmay5 måneder siden
NOworld